ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኦርጂናል ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል፤ ሰነድ ጨረታ 50.00 ክዕድግ ዝኽእል፤
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00
3 እዚ ጨረታ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-220126 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።