ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳርን መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኮሌጅና ሰርቪስ መኪና ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ከሳብ 30/10/2011ዓ/ም ኪራይ ክጥቀም ይደሊ።

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

3 እዚ ጨረታ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s