ቢሮ ትልምን ፋይናንስን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ንኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ፓድ ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00
2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።