ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት kayno- KN200G1/2 ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/04/2011 ክሳብ 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝኽእል፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።