ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበት ትርከብ ሃይላክስ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝትፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ 19/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 9:30 ኮይኑ ዕለት 19/04/2011 ድ/ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት።

ጨረታ መደብ

s