ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይንናስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ዝኸውን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኩዕሶ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:30 ኾይኑ

2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል።i

ጨረታ መደብ

s