ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ምልክታግልፂጨረታ

ቓላሚኖፉሉይ  2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ

  1. 1ይ ደረጃ ፃዕዳ ጣፍ ከቅርብ ዝክእል
  2. ኩነታት እንጀራ ብማእኸላይ መጐጐ (0.25 ኬ/ግ ክብደት ሓንቲ እንጀራ)
  3. ንምሳሕን ድራርን አብ ሰሙን ከቅርብ ዝክእል
  4. መጐጐ :ማይ :ኤሌክትሪክ ትካል የቅርብ ምኻኑ ተርዲኡ ይጫረት
  5. ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ብናይ ቤት ትምህርቲ ፕሮግራም ምግባር ከቅርብ ዝኽእል ምኻኑ ክስማማዕ ዝክእል
  6. አብ ዉሽጢ ግቢ ሰነኪቱ ከቅርብ ዝኽእል

ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን

  • ናይ 2008 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰ
  • ናይግብሪከፋልነትመፍላይቑፅሪ  (TIN NO) መረዳእታከቕርብዝኽእል
  • ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉመረዳእታ ናይነሐሰ ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብዝኽእል::
  •  ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰመቕረባይነትምዝገባመረዳእታከቕርብዝኽእል::
  • ናይቲጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ CPO ከቅርብ ዝኽእል
  • እንጀራ መተሐጃ ብር 3000 ኾይኑ ብቓላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽም CPO (ብጥረ ገንዝብ) ከትሕዝ ዝኽእል
  •  ቤትትምህርትናንክግዛእካብዝሐተቶ  20 % ክትዉስኽወይድማክትቅንስትኽእልእያ::
  • ዝርዝርናይጨረታሰነድብር 20. 00  (ዒስራ ቅርሺጥራሕ)ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 45 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
  • ዘይንበብፎቶኮፒንስርዝድልዝዘሎዎመረዳእታፈፂሙተቐባልነትየብሉን::
  • ናይቲዕድጊትዝርዝርድሌትመግለፂቤትትምህርቲካብዘቅርቦናይዋጋመቅረቢቅጥዒወፃኢዋጋ መሊኡዘቅርብተቐባልነትየብሉን::
  • እዚጨረታ ነሐሰ 18 /12 / 2007 ዓ/ም ሰዓት  4:00  ተዓፅዩሰዓት   4:30  ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤትትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
  • ቤትትምህርትናዝሐሸመማረፂእንተረኺባብኽፋልይኩንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰላዝተሐለወእዩ::

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቑፅሪ  0345591486  / 0914 76 47 62 ምድዋልይካኣልእዩ

 

 

ጨረታ መደብ

s