ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት :ናይ መኪና ጎማ :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
- 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- 2 መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- 3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
- 4 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- 5 ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
- 6 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ
- 7 ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
- 8 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
- 9 ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
- 10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- 11 ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ
ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ