ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30
2 እዚ ጨረታ 12/04/2011 ዓ/ም 4:45 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0927-758391 /0914-170043 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።