ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-408737/0344-408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።