ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ጣብያ ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ቤት ትምህርቲ መሰረተ ኣብ ዋና መንገዲ እንዳ ማርያም ዓይደር ዝርከብ በዓል 4ተ ክፍሊ ገዛን 2ተ ዓበይቲ ቆርቆሮ ምክዘን ልዕሊ 4000 ሜትር ካሬ ቦታ ዝርከብ ንጋራዥ መክዘን ንማእከላይ ቤት ፅሕፈት ወዘተ ግልጋሎት ክውዕል ዝክእል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክተካሪ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 12, 2006
posted:ልዕሊ 12 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ክትካረዩ ትደልዩ ትካላት ውልቀ ሰባትን ካብ ዕለት 11/10/2006 ዓ/ም ክሳብ 16/10/2006 ዓ/ም ኣብ ከባበያዊ ምምሕዳር ቀዳማይ ወያነ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብምቅራብ ኩነታት እቲ ገዛን ቦታን ሓበሬታ ብምርካብ ጨረታ ፖስታ ናብ ሳንዱቕ ጨረታ ዝግበረሉ እዋን ካብ 11/10/2006 ዓ/ም ክሳብ 16/10/2006 ዓ/ም ክሳብ 6፡00 ናይ ቀትሪ
ጨረታ ዝክፈተሉ ፅለት 16/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ
ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 15 ቀበሌ ደብሪ
ቤት ፅሕፈት ማደኣት

ጨረታ መደብ

s