ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 2:59 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ሰለዚ ነዞም ኣቅሑት ክትቅርቡ ትክእሉ ትካላት ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ክሳብ 12/4/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 (Tin) tax identification number ዘለኩም

3 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ክትኮኑ ይግባእ

ጨረታ መደብ

s