ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰኪፕ ሎደር ስፔር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ቤ/ፅሕፈት | መብርሂ |
1 | ዓብይ ክሪክ | 15 ቶንUD21 | ብቁፅሪ | 01 | ፅሬትንፅባቀን | ||
2 | ጎማ መፍትሒ | 41-21 UD21 | ብቁፅሪ | 01 | ፅሬትንፅባቀን | ||
3 | ሮተር ኣሰይ | D 22 ኒሳን | PCS | 01 | ጥዕና | ||
4 | ኖዝል ኣሰይ | D 22 ኒሳን | 04 | ጥዕና | |||
5 | ቅ/ሾክ ኣብዘርቨር | D 22 ኒሳን | PCS | 02 | ጥዕና |
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።