ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 11/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415997 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s