ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 / GC 7 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ : ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ኮንስትርክሽን ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ መረዳእታ፣ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃብዎ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/05/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 300.00 ዓ/ም ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም።

3 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ 01/05/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 191 ይኽፈት።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-408775  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s