ትካልና ዓዲ ጉዶም ጅፕሰም ፋብሪካ ንጅፕሰም መኣድን ምምራት ዝወዕል ግብኣት ንምምራት ዶዘር ብጨረታ ተካርዩ ከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ፤ ነዚ ዝሰዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2011 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ስራሕ ሰዓት 130 ሰዓት እና ካብኡ ንላዕሊ ክሰርሕ ዝኽእል

2 ዝሓሸ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ዘለዎ ሜሽን ከቅርብ ዝኽእል

3 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

4 ኣብ መቀለ 1ይ ወያነ ቁፅሪ 305 ብሎክ ሐ/C ዝርከብ ቤት ፅሕፈትነና እናመፃእኸም ኣድላይ ናይ ጨረታ ሰነድ ክተወስዱ እናገልፅና፤ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተኸታተልቲ 3 (ሰለስተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድኹም ክተቅርቡ ንሓትት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ-0914-747547/0914-785824/0914-003580 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s