ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ሃፍቲ ማይ ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ  ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ምስክር ወረቀትን መቅረባይነት፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ፣ምስክር ወረቀት ተወሳኺ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ ቫት ዲክለር መረዳእታ ክቅርብ ዝኽእል፤

2 ዝተዳለወ ዝርዝር መዐቀኒ (ስፔስፊኬሽን) ካብ መደበኛ ንኡስ ከ/ስራሕ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

3 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 02/04/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:10 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብኽልተ ፖስታ ሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ ንበይኑ ዝተዓሸገ ከቅርቡ ኣለዎም።

8 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

9 ኣድራሻ- ኣብ ቢሮ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ

0342-413232/0344-411795 ምድዋል ይከኣል

10 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ኣብ በዓል እንተዊዕሉ ኣብቲ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኽፈት ይኸውን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s