ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ።በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዘገልገሉ ዕንፀይትን ጣዋሉን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም። ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ንገዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ካብ ዕለት 12/10/2018 ጀሚሩ -20/10/2018 ኣ.ፈ ናብ ዲ.ቢ.ኤል ዋና ቢሮ ምቅራብ ይከኣል።

3 ናይ ንግዲ ክፍሊት ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረደእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ዋጋ ናይቲ ዘገልገሉ ዕንፀይተን ጣዋሉን ብኪሎግራም ከቅርብ ኣለዎ።

5 እዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተበሃለ አብ ውሽጢ 10ተ መዓልቲ ምሉእ ክፍሊት ከፊሉ እቲ ንብረት ብናይ ዓርሱ መፅዓኒን መጓዓዝያን ከልዕል ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

6 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ምሉእ ናይ ትካልኩም ማሕተምን ሽምን ይጠቀሙ

7 እቲ ትካል ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ በሰ.ቁፅሪ 0914-708993 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s