ሆስፒታልመቐለንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሐኒት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊበዚመሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩእትደሊ ዩሕጋዊያንነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሆስፒታልመቐለንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሐኒት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊበዚመሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩእትደሊ ዩሕጋዊያንነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::
ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቆሒ
- ናይዘመኑዝተሐደሰንግዲፍቃድቲንናምበር"ኣብሐዱሽመቅረብቲዝርዝርንዝተመዝገቡንናይቀረባእዋንድክሊራንስዘለዎምኮኑዝገልፅመረዳእታፎቶኮፒኸቅርቡዝክእሉ::
- ቫትተመዝገብቲክኮኑይግባእ
- ጨረታሰነድምልክታካብዝወፀሉዕለት 04/10/2007 ዓ/ምጀሚሩብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
- ናይተጫረቲሽምንአድራሻንከምኡዉንማህተምፌርማንኣብናይጨረታሰነድክግለፅአለዎ::
- ናይጨረታመክበሪብCPOብር3000 .00ኦርጅናልንኮፒንከቅርቡዝክእሉ::
- ተጫረቲዘቅርብዎናይመወዳደሪሓሳብነዚተባሂሉተዳልዩአብዝወሃቦቅጥዒተመሊኡከቅርብአለዎእንተዘይኮይኑተቀባልነትየብሉን::
- እቲጨረታዕለት13/ 10/ 2007 ዓ/ምሰዓት4:00 ቅድሚ ቀትሪተዓፂዩብተመሳሳሊዕለት ሰዓት4:30 ቅድሚ ቀትሪተጫራቲወይሕጋዊወከልቶምአብዝተረከብሉይክፈት::
- ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልዋጋመቅረቢብክልተቅዳሕኮይኑነናይባዕሉኢንቨሎፕብዝተዓሸገሽመዒክከዉንአለዎ::
- ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልናዝተዳለዎሰነድክክዉንአለዎካብዚወፃኢ ተቀባልነትንየብሉነ
- ተጫረቲሰዓራይምኾኑካበዝተፈለጠሉዕለትጀሚሩአበዉሽጢ 3ተናይስራሕመዓልቲ ዉዕሊክአስርዝክእል::
- ብናይባዕሉትራንስፖርትናብሆስፒታልናኣታዊክግብርዝክእል::
- ጨረታዝክፈተሉቦታአብሆስፒታልመቐለደጋፊከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብ/ምም /ርንቢሮቑፅሪ62ይከዉን::
- ተጫረቲዘቅርብዎንብረትብናይባዕሎምመጎዓዓዚየቅርቡ ::
- ሆስፒታልና በዝሒ 20 ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ቤትዕዩናእቲጨረታብሙሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ ::
- ካልኦትአብዚምልክታእዚዘየተገለፁረቓሒታትበመምርሒዕዳጋ125/2003ዓ/ምመሰረትተገዛኢዝኽዊንተጫራታይ ::
- ተወሳኪሓበሬታምሰዘድሊብስልኪቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታትይካኣል::