ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ፅሕፈታት ት/ፋይናንስን : ፍትሒ : ምም/ር ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርንቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ፅሕፈታት ት/ፋይናንስን  : ፍትሒ : ምም/ር ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርንቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዕድግ ይደሊ

ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

በዚ መሰረት ነቲ  ዝድለ ረቋሒታት ተጫረቲ

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ዘለኩም::

2 ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::

3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::

4 ናይ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

5 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000( ሰለስተ ሽሕ ብር) ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል::

6 ናይቲ ሽያጭ ዝርዝር ደኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር (ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ንብ/ምም/ርን ቁፅሪ 05 ምዉሳድ ይከኣል::

7 ካብ 4/10/07 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ደክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፐፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩም ፈርማ ተገይሩሉ ክሳብ 19 /10/ 07 ዓም 8:00 ናይ ድ/ሰዓት ኣብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይአቱ ::

8 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::

9 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እንተዘይኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ባንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኽዉን::

10 ሰዓራይ ዝተገለፀሉ  ግዜ ጀሚሩ ኣበ ዉሸጢ 5 (ሓሙሽተ መዓልቲ) ተከታተልቲ ዉዕሊ ዝአስር::

11 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /10/ 07 ዓ/ም ድ/ሰዓት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 ተጫረቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዊ ወከለቶም አብዘለዉሉ ይክፈት::

12 ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፁ ቀሪቡ እንተዘይ ኣሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕ ምኻኑ::

13 ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት ከቅርብ ዝብል ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት እዉን የጓዓዕዝ::

14 ብመምርሒ መሰረት ኣብ ንብረት መጠን 20% ክንዉስክን ክንቅንስን ንክእል ኢና::

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

16 እትመልእዎ ዋጋ ምስ መፅዓኒኡን መራገፊኡን ይኸዉን::

                            ንዝበለፀ ሓበሬታ  0346670078 / 0914099601

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s