ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2006 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 5, 2006
posted:ልዕሊ 12 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዩ ተጫረቲ ንሕድሕድ ንብረት እትገዝእሉ ዋጋ ብስም ብዝተዓሸገ ፖስታ ገይርኩመ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10 ሰነ 2006 ዓ/ም ሰዓተ 6:00 ናይ ንግሆ አብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልታት ናብ ቢሮ ቁፅሪ 304 ክትቀርቡ ንዕድም :: ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11 ሰነ 2006 ዓ/ም ሰዓተ 3:00 ናይ ንግሆ አብ ቤት ፅሕፈት ማረት መቐለ ምኮኑ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምኮኑ ንገልፅ ::
መተሓሳሰቢ
ሕድሕድ ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ክልል ቤት ፅሕፈት ማረት ቢሮ ቁፅሪ 304 ክወስድ ይግባእ ::
ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ ናይ ዝጫረትዋ ንብረት ዋጋ 2% ብሲፒኦ መልክዕ ከትሕዙ ከምዝግባእ ንገልፅ ::
ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራቲ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልታተ ጠቅሊሉ እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ ስፒኦ ኣታዊ ኮይኑ ጨረታ ከም ዝስረዝ ነፍልጥ ::
ምስ ሰላምታ