ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኩኑ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ምልከታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 3/1/2011 ዓም ክሳብ 12/1/2011 ኣብ ዘሎ ሰዓት 3:00 ናይ ነጉሆ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቅርቡ ንሕብር
2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅሊሉ ዋግኡ አታዊ ምስገበረ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መክዝን ከርክብ ይግባእ
3 ተወዳደርቲ ቅደሚ እቲ ዉድድር ምክያድ ንመክበሪ ጨረታ ብር 2000 ከትሕዝ ይግባእ
4 ኣብቲ ዉድድር ብዘይ 2ይን 3ይን ዝወፁ ተጫረቲ እቲ መክበሪ ጨረታ ዘይሰዓረ አካል ሽዑንሽዑ ይመለሰሎም
5 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ