ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ጎማ ፊልትሮታትን ዲኮርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት
1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ቲን ነምበር ዘቅርብ
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ
3 ናይ ሓምለ ዲክላረሽን ዘቅርብ
4 ናይ ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 01/13/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/1/2011 ዓ/ም Â አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቤት ፅሕፈት /ማይ ጨዉ/ ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::
5 መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 10/01/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::
7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለትን ሰዓትን ይኽፈት
8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ 0347771009 ወይም 0347770868