ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 8ተ Dell computer እና 8ተ HP Laserjet Printer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ካብ ዝወፀሉ ዕለት እስካብ 17/09 /2018 ኣ ፈ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

2 ተጫረቲ ትካላት ነቲ ኣቅሓ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሴክ/ካሸር ብር50 እናከፈሉ ክወስዱ አለዎም

3 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕገዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ሰነድ ጨረታኦም ዋጋ ብሰምዒ ብዝትዓሸገ ኤንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/08/2018 ኣፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፃእኩም ከቅርብ ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/09/2010 ኣፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344415343 / 0914750648

ጨረታ መደብ

s