ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 24, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት 3 ኣቅሑት ሕትመት : ሎት 4 ኣቅሑት ፅሬት : ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሎት 6 ዕጥቂ ስፖርት እቶም ዝተገለፁ ምድባት በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ
1 ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ኮረም ብምካድ ንነብሰወከፍ ሎት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 8/12/2010 ዓም ክሳብ 24/12/2010 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምካድ ምዉሳድ ይክእሉ
2 እቲ ጨረታ ዕለት 24/12/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/12/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስንከተማኮረምይክፈት
3 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510258/ 0345510562 /0925449749 0914786225