ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ንቤት ትምህርትና ስራሕቲ ኣይሲቲ ግልጋሎት ዝህቡ ዝተፋላለዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ 5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 25/11/2010 ዓም ክሳብ 04/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ይክፈት

9 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342400138

ጨረታ መደብ

s