ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ ከተማ ዝኮና ብብረት ብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ ካብ እቲ እነሃንፃ ዘለና ዎርክሾፕ ብዝሓቱ 1200 በዓል 10 ቴንዲኖ ክንሸይጥ ሰለዝደለና ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2010 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ቲን ናምበር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን
2 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
4 ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ካብ 18/11/2010 ዓም ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117
5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ረቡዕ 25/11/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ረቡዕ 25/11/2010 ዓም ሰዓት10:30 ድሕሪ ሰዓት
7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይከፈት ብዘይ ምርካባም ካብ ምክፋት አይተአጎጎልን
9 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ቢሮ ቁፅሪ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117
10 ተጫረቲ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 5,000 ብር
: ጨረታ መዐደጊ ሰነድ 100 ብር
12 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል
ስልኪ ቁፅሪ 0342410233 0914707055 0927757051