ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ካብዚ ቀፂሎም ዘገልገሉ አቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝጫረትዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2010 8:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 2, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
bidding: search status closed
1 ዘገልገሉ ጎማታት መኪና : ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት መኪና : ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ካልኣት ኣቅሑትን እቶም ኣቅሑት ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምረኣይ ይከኣል
2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ አታዊ ብምግባር ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ትክእሉ
3 ተጫረቲ ብጨረታ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕል አለዎ
4 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትዉ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ናይ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ
5 እቲ ጨረታ 16 ሓምለ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ሰዓተ ሰዓት 4:15 ይክፈት
6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 0342409913