ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 17, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ኒዉሚለንየምኮሌጅ
ናይ መኪና ጎማ ጨረታ ምልክታ
ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል::
2 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 20.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::
3 እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ዕለት ግንበት 14 ክሳብ 25/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ ጉንበትት 25/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::
4 ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::
5 ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::
6 ተጫረትቲዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::
7ተጫረቲቲንቑፅሪከቕርቡይግባእ ::
8 ተጫረቲንግዲምዝገባ ከቕርቡይግባእ ::
9 ተጫረቲቫት ዲክላሬሽንከቕርቡ ይግባእ::
10 ተጫረቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎም ክኾኑይግባእ::
11 ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወ እዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344419789/410465ደዊልካምሕታትይካአል ::