ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዮ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ TIN ቑፅሪ ሰርተፊኬት ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

3 ጨረታ ካብ ዕለት 18 /10 /2010 ዓም ክሳብ 28/ 10 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 28/ 10 /2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408714

ጨረታ መደብ

s