ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኮንትሮ ሞዴል ማላት እዉን DKG 309 Automatic mains failure unit ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 5, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
bidding: search status closed
1 ናይ 2010 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኮኑን
2 ናይ ጨረታ ዉሕስና 10% ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ዝተወሃበ ቼክ ከቅርቡ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ 5/10/2010 ዓም ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ ክፍሊ 308 ሰነድ ክትወስዱ እትክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ብፋናንሸልን ቴክኒካል መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 409 ክተቅርቡ አለዎ
5 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 5/10/2010 ዓም ን 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ብምፅናሕ ዕለት 11/10/2010 ዓም ዓም ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣብ ዝርከብ አዳራሽ ይክፈት
6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ አብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረከብ
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344410544/46 ፖስታ 450