ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት : ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግይ ደደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 1, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::

2 መከበሪ ጨረታ ብር 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርቦ ናይ ሰብ መድሓኒት ሪኤጀንትን አብ ሆስፒታል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ

5 ንመክበሪ ዉሕስና ጨረታ ዝቐርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግብእ

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 30/10/2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/10/2010ዓ/ም ንተካታታሊ 15 መዓልቲታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ አብናይ ትካልና ዘዳለዎ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን

9 እዚ ጨረታ ዕለት 15/10/2010ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብዘለዉሉ ይከፈት

10ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ በጀትና ዝፈቐዶ እነገዝእ ምካና

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03444020046 ምሕታት ይካኣል:::

ጨረታ መደብ

s