ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2010 ዓም ሒሳብ ብናይ ደገ ፍቃድ ዘለዎም በዓል ሞያ ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 23, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
1 ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስ
2 ናይ ግብሪ ክፍሊ መፍለዩ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል
3 ቅድሚ ሕዚ ኦዲት ካብ ዝገበሮም ንግድ ትካላት ክልተን ካብኡ ንላዕልን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእልን ብናይ ኢትዩጰያ ኦዲት ሕግን ኣሰራርሓን ኣብ ዉሽጢ 1 ወርሒ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
5 ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ መዐቀኒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ግንቦት 21/9/2009 ዓም ክሳብ 30/9/2010 ዓም ፋይናንሻል ቴክኒካል ዶክመነት ዋንኡን ቅዳሕን ነዙይ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክትገብር ንዕድም
6 ከምኡዉን ብር 50 እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትገዝኡ ነፍልጥ
7 ብ Cash ወይም ብስፒኦ CPO ካብቲ ዘትሓዝክምዎ ዋጋ 5% ከተትሕዙ ትክእሉ
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/9/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይከዉን