ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኣክስዩን ማሕበር ናይ ቢሮ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2010 8:29 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ግልፂ ብዝኮነ ናይ ሐደ ዋጋ ከቅመጥ ክክእል አለዎ

2 ብፕሮግራም መሰረት ኣብ ሰዓቱ ከቅርብ ዝክእል

3 ክፍሊት ዝፍፀመሉ እቲ ንብረት ትክክለኛ ምካኑ ምስተረጋገፀ ሕጋዊ ደረሰኝ /ቲን ናምበር/ ምስ ኣቅረበ ይከዉን

4 ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 23/9/2010 ዓም ክሳብ 12/10/2010 ዓም ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ኣብ ነይ ድርጅት ፋይናንስ ከፊሉ ክወስድ ይክእል

5 ጨረታ ዝከፈተሉ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ተረኪቡ ዕለት 12/10/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ኮይኑ ቦታ ኣብ ናይ አመፋ ኮንፈረንስ ይከዉን

6 ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተዘይተረኪቡ ጨረታ ብኮሚቴ ዝክፈት ምካኑ ቅድሚያ ነፍልጥ

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s