ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ሎት 1 ካብ ከባቢ ዙርያ 1ይ ወያነ ናይ ዎክወይ መንገዲ ናይ ተክሊ ምልማዕ ስራሕቲ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 3000 ቅርሺ
ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ
1 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ
2 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 09/10 /2010 ዓም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት
3 ሰዓራይ ንብረት ኣብ ዉሽጢ3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ወፃኢ ይገብር
4 ናይ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 10 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል
5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937023598 ወይድማ 0342405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል