ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድን ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2010 8:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2010 8:02 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተበበሩት ነዳዲ መዐደሊን ኣብኣዲስ አበባ ቃሊቲ መንገዲ ቁስቆም ማርያም ዝርከብ ሰብለ ጋራጅ ዝርከብ ተሽከርከርቲ ካብ ጉንበት 15/9/2010 ዓም ክሳብ 29/9/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ግልፂ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ
2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ዋጋ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳደ መዓደሊ ን ኣብ ኣዲስ አበባ መንዲ ሳሪስ ተክለሃይማኖት ህንፃ 4ይ ፎቅ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ዘይምለስ ብር 50 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእል