ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ ንብረት ህትመትን ምህታምን : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ ንብረት ህትመትን ምህታምን : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

1 ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን : ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

2 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 13/9/2010 ዓ/ም እስካብ ዕለት 27/09/ 2010 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 28/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ከተማ ፍረወይኒ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470556 / 0344470506 / 0344470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ጨረታ መደብ

s