ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሕክምና ናዉቲ ማለት እዉን ኤንስሌተርን : ፅገና ኤክስረይን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሕክምና ናዉቲ ማለት እዉን ኤንስሌተርን : ፅገና ኤክስረይን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን
2 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 9 ጉንበት 2010 ክሳብ 25 ጉንበት 2010 ዓ/ም ይከዉን
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 25 ጉንበት 2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ብተመሳሳለ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ዓድዋ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት
4 እዚ ጨረታ ዝሰዓረ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ናይ ቅሬታ መስምዒ 3 መዓልቲ ስራሕ አብ ዉሽጢ መዓልታት ስራሕ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን
5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እንካፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል
6 መክበሪ ጨረታ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሸ) ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ
7 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ
8 እቲ ቤት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ
ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል