ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ዝዉገድ ቀዋሚ : ንብረት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ብንግዲ ዘርፍኩም ቫት ዝተመዝገብኩም: ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ : ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታ ኣብ ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ

2 ዝተዉሃበኩም ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክል

3 ካብዚ ጨረታ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕደር ንብረትን ቁፅሪ 8 መፂእኩም ዘይምለስ 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ እትክእል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 8 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 22 ጉንበት 2010 ዓም እንትከዉን ዝዕፀወሉ ዕለት 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344416570 0342410117

ጨረታ መደብ

s