ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኣብቲ ዝተቀሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምክስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን /ካርድ ዘለኩም : ናይ መቅርባይንት ካርድ ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለኩም ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓምዲክሬሽ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 06/09/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2010 ዓ/ም ብምምፃእ ክተወዳደሩ ንዕድም ጨረታ

ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 21 /09/ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344430357 ምሕታት ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s