ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ሲፒኦ ወጋ 3000 ቅርሺ ሎት 2 ፅሬት አቁሑት 3000 ቅርሺ ሎት 3 ናይ ሕትመት 3000 ቅርሺ
ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ
1 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ
2 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27 /09 /2010 ዓም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት
3 ሰዓራይ ንብረት ኣብ ዉሽጢ3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ወፃኢ ይገብር 4 ናይ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 10 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል
5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937023598 ወይድማ 0342405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል