ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጭረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2010 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረትቲ ንሕድሕድ ንብረት እትገዝእሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ገይርኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 14 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 6:00 ናይ ንግሆ ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲናብ ቢሮ ቁፅሪ 304 ክተቀርቡ ንዕድም
2 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 15 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መቐለ ምካኑ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ በሙሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
3 ሕድሕድ ተጫራቲ ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካበ ክልል ቤት ፅሕፈት ማረት ቢሮ ቁፅሪ 304 ክወስድ ይክእል
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክብሪ ብር 10000 ብስፒኦ መልክዕ ከትሕዙ ከምዝግባእ ንገልፅ
5 ጨረታ ዝሰዓረ ተጫረቲ ካብ ዝሰዓር ዕለት ጀሚሩ ንብረቱ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ጠቅሊሉ እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ ኣታዊ ኮይኑ ጨረታ ከም ዝስረዝ ነፍልጥ