ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 4, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 27, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን:: 3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
4 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆስፒታል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
6 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/08/2010 ዓ/ም እስካብ 4/9/2010 ዓ/ም ይኸዉን::
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/9/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 4/9/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ለምለም ካርል ሆስፒታል ይኸዉን::
9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966 ይደዉሉ::