ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
• 1ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
• 2ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ
• 3ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
• 4ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
• 5ጨረታ ሰነድ 60 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
• 6እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ከረክብ ዝክእል
• 7 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
• 8ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 09/08/2010 ዓ/ም እስካብ 24/8/2010 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ይከዉን
• 9ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 24/8/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ይኸዉን::
• 10ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
• 11ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
• 12እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
• 13እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ:: መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966ይደዉሉ::