ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ንቤተ ንባብ ዝዉዕል ዝተፈላለዮ መፃሕፍቲ(ሪፈረንስ ቡክስ) አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2010 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ስለዚ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ከስፊ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ 6 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 05/8/2010 ዓም ክሳብ 16/8/2010 ዓም ሰዓት 8:00

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/8/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:10 ይክፈት እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 0342400138

ጨረታ መደብ