ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2010 6:01 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ጥቃ ህንፃ ኣግኣገዚ ካብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ይከኣል