ት ፅሕፈትና ናይ ፈርንቸር ኣቁሕት ደረጅኡ ዝሐለወ ውሕስና ዘለዎም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ / ህ.ወ.ሓ.ት / Tigray People’s Liberation Front Office ቤት ፅሕፈትና ናይ ፈርንቸር ኣቁሕት ደረጅኡ ዝሐለወ ውሕስና ዘለዎም ክንገዝእ ስለዝደለየ ነዙይ ክተቕረቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ረቆሒ መሰረት ክትጫረቱ ንዕድም 1 ናይ ህወሕት ቤ/ፅሕፍት ቤሮ ቁፅሪ 113 እናመፃእኩም ዘይምለስ 100 ብር ( ሚኢቲ ብር) ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምዝክእሉ ንሕብር 2 ናይ 2005 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ 3 VAT ዝተመዝገበ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ዘለዎ 4 ንዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝክእል 5 ዝርዝር ዓይነት ንብርት ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ሓታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 25/9/2006 ዓም 4/10/2006 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት 6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11 ይከዉን 7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 5/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት 8 ተጫራቲ ናይ ዋጋ ዝርዝር ምስ ቫቱ(VAT) ክኸዉን አለዎ 9 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እብ ዘለዎዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት 10 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ 5 % ብር የትሕዙ 11 ካብቲ ንብረት ከረከበሉ ዝተባሃለ ዕለት ልዕሊ 10 መዓልቲ እንተሓሊፉ እቲ ዘተሓዝዎ 5% ተቆሪፁ እቲ ንብረት ከቅርብ ይግበር 12 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእትዉ ክኸዉን ኣለዎ 13 ዝግጠሙ ገጣጢሙ ዘረክብ ጉዕዞን ምግጥጣምን ንዝፍጠሩ ( ዝበላሽዉ ) ንብረት ባዕሉ ሓላፍነት ዝወስድ ውሕስና ክህበ ዝክእል ክፈልጥ ይግባእ NB: ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እትረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s