ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ንዝሐለፎ ዴስክ ወንበር ስብርባር: ላፕቶፕ : ሰርናይ : ፕሪንተር: ኮምፒተር : ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካለኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንሽየጥ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ይህልዎ በዘይገድስ ክወዳደር ዝክእል ምካኑ
2 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ከፊልም ካብ ዕለት 3/7/2010 ዓም ክሳብ 13/7/2010 ዓም ካብ ወረዳ ሐዉዜን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ /ንብረት/ ምምሕዳር ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ብፖስታ ዝተዓሸጉ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቱ ዝክእል
3 ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ 3000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ
4 እዚ ጨረታ ዕለት 13/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅየዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ትልምን ፋይናንስን ከ /ስ/ ዕ /ፋ /ንብረት ምምሕዳር በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ
5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 46 67 00 78 ወይ 0914183403