ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት : ስቴሽነሪ : ናይ መኪና ኣቅሑ : ኤሌክትሮኒክስ : ደንቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- 1ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
- 2ቲን መፍለይ
- 3ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
- 4ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
- 5እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ከረክብ ዝክእል
- 62% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
- 7ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 29/06/2010 ዓ/ም እስካብ 14/7/2010 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ይከዉን
- 8ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 14/07/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ይኸዉን::
- 9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
- 10ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
- 11እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
- 12እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914422489/0914860609 ይደዉሉ::