ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባልን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓከጅ ክልተ እብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፀፀር መንገዲ ከባቢ ቀበሌ 02 መቃብር ጠሊያን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 05 ካብ ኣቶ ኪዳነ ማሪያም ካሕሳይ ናብ ፊት ንፊት ዛላምበሳ ኮንደሚኒየም ብዉልቀ ዳእንተ ማለት እዉን ብሽርክና ብደረጃ 8 ደቀቀቅቲ ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 3, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብመሰረት እዚ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 30 የካቲት 2010 ካብ ሰዓት 2:30 ጀሚርኩም ክሳብ 19 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ምምሕዳር ከተማ አዲግራት ናይ ክልቲኦ ካብ ኮንቲነር ቁፅሪ 1 ናማፃእኩም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ትክእሉ
2 ጨረታ ዝዕፀወሉ 20 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:00
3 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 20 መጋቢት ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣክ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344451013